ቋንቋ ኣብዚ ኣብ ጀርመን መንገድኻ ንምርካብ ቀዳማይን ኣገዳስን መፍትሕ እዩ።
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 a.m ክሳብ 12 p.m
ነጻ ናይ ቋንቋ ኮርሳት።
ገና ፊደላት እንተዘይፈሊጥኩም እውን ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና።
ቦታ፡ ማእከል ዲ.ኣር.ኬ ፌልድዋሰርስትራስ 9 ኣብ ድራይስ-ቲፈንባክ።
ካብ ሰዓት 9፡30 a.m ክሳብ 10:00 a.m ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ከመይ ጌርና ጋንታና ንበጽሕ